ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ መከፍሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ 6/7/2016 ዓም ድ/ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ተወዳዳራይ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂእካ ናይታ ማሽን ዓይነት ክሪኡ አለዎም

6 ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝክእል

7 ተወዳደርቲ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂኦም ናይታ ማሽን ዓይነት ከሪኡ አለዎም

8 ተወዳደርቲ ኣብ 2ይ ገፅ ተዳለዩ ዘሎ ሰደቃ ነንሕድሕድ ዋጋ ከቅመጥ አለዎ

9 ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳደሪ ተቀባለነት የብሉን

10 ማእከል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo