ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ንከርሰ መሬት አገልግሎት ዝውዕል ናይ ቡንቧን ኤሌትሪክን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ንከርሰ መሬት አገልግሎት ዝውዕል ናይ ቡንቧን ኤሌትሪክን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ስለዝኾነ

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ መጋቢት 06/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 13/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት መጋቢት 13/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028


መተሓሳሰቢ

• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo