መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ከፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ 11/7/2016 ዓም ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ኣቅሑት ሰዓርቲ ምካኖም ካብ ዝተፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ደብዳቤ ካብ ዝበፅሓኩም መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕለኩም ትራንስፖርት ኣታዊ ክትገብሩ ዝክእሉ ሰሪሖም ከረከቡ ዝክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5 ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ አለዎ

6 ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዝዳለዎ ቅጥዒ ክከዉን አለዎ

7 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ ምስዝሰዓረ ዉዕሊ ብምእሳር ዝፍፀም ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo