ለካቲት 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ ስፖርት መፃሕፈቲ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሮጀክተርን፣ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሓዘ ወረቀት ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቤት ትምህርትና ካብ ዕለት 16/06/2012 እስካብ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ንጉሆ ስካብ 6 ሰዓት እናመፃኩም ክትወስዱን ዋጋ መሊእኩም ከተእትዉን እናሓበርና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ምኻኑን እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብዘየብሉ እዉን ክኽፈት ዝክእል ምኻኑን እናሓበርና ተጫረትቲ እትመፁ ክመልእዎም ዝግባእ ረቓሕታት ድማ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ቤተ ንባብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉትታት ብናይ unicef በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ኣቁሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ኣመበሳ ደብተር በዓል 50 ልሕ በዝሒ 6200 ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብበዝሒ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ትምህርቲ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ ናዉቲ ጨንፈር ማእከል ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ናዉቲ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ትምህርቲ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ትምህርቲ ናዉቲ/ መምሃሪ ሓገዝ/ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ