ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ፣ ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ዝኮንኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ዘይምለስ 100 ብር እናከፈሉ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከተእትዉ ከም ትክእሉ ይሕብር

3 እቲ ጨረታ 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ  ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 46 00 62 /03 44 46 00 65

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo