ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መፃሕፍቲ ናይ ሳይክል መሳርሒ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሕቱን ፣ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየን ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ

1 ብዘርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም እቶትኩም ዘፍለጥኩም

3 ካብ ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

4 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ዘለኩም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብር 5000 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል  

7እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ድ/ ቀትሪ 8፡00 ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እዚ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 30 መዓልታት ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914763452/0914763452

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo