ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

እንዳባጉና ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ :ብረታ ብረት አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታሌሽን ክራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓለም ለኸ ምድሓን ህፃናት ትግራይ ኤርያ ኦፊስ ንትርፊ ዘይቆመ ዘይመንግስታዊ ገባሪ ሰናይ ትካል ንዝህቦም ሰብኣዊ ግልጋሎት መሳለጢ ዝዉዕል መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክጥቀም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ/ ዝ/ ዉ/ ማሕበር ን ናብ ዝትፈላለዮ ከተማታት ትግራይን አምሓራን ሲሚንቶን ዘይቲ ብልዕን ዘጎዓዕዝ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎምዘበን ንዝክበር ዓለም ለከ መዓልቲ ቱሪዝም ምክንያት ብምግባር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዑደት ስለዝገብር ንተጎዓዝቲ ዝከና 3 ኣዉቶቡስ : ሃንቲ ሃይሩፍን 10 ኮብራ መኪናን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ፕስችሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየ

ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል TDA ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ሓድሽ ይስራሕ አብ ዘሎ መንገዲ ሳምረ ብጨረታ አወዳዲሩ ካብ ደብረ ፀሃይ ቅ ስላሴ ቤተክርስትያን ቐሹት ድንጉር ናብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ሳዕሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክጎዓዕዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 ዓ/ም አብታ ከተማ ንዝርከቡ ሳዕርታትን ተክልታትን ማይ ንምስታይ ዘክእል 2 ቦጥ መካይን ክካረይ ይደሊ