ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

ሓይሊ መብራሕቲ ኢትዮጵያ ፕሮጀክት አ/አ/ኤ/አ ጨንፈር ትግራይ ክልል

1 ሰለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሐሳስብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo