ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኪራይ መኪና ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ክራይ ክጥቀም ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል።          

     

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo