ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ን2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ

ስለዚ በቲ ዓዉዲ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ንጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቃ ዓዲ ሽንዱሑን ታክሲ መዕረፊ ልዕል ኢልኩም አብ ዘሎ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትገዝኡ ናሓበርና እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 3፡00 እምትኮን በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት

ጨረታ መከበሪ 5000 ቅርሺ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344406285

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo