ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር አብ በጀት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዘለዎ
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ
  3. እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. አብ መቀረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብ
  5. Â በዘ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 13/01/2009 ዓ/ም ክሳብ 04/ 02/ 2009 ዓም ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
  6. Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ Â ብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል መከበሪ ጨረታ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ምቅራብ ይከኣል እዩ
  7. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/02/2009 ዓም 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ Â ዕለት ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት:
  8. መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ
  9. Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  10. Â ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
  11. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  12. ኣድራሻና ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ታሕተዋይ በሪ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ካብ ክፍለሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo