ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን ነዳድን: ኤሌክትሮኒክስ:ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር.ርብ.ክ.መ.ትግራይ ን2009 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ዝኮነ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ናዉቲ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናዉቲ ዝኮኑ :ናይ ስርቢስ ስፔራትን ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ሸረ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን ወናብርን : ሞተር ሳይክል: ሳይክል :መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት: ጎማን መኪናን መመላክዒ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ: ጎማ መኪናን: ናይ ሞተር ጎማን እስፔርን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ዝተፋላለዮ መሳርሕታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን አብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ