ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ሎት ሐደ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሰለስተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ክምፒተራትን : ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝከዉን ስዊች ቦርድን : ሎት ሽድሽተ ንቤት ፅሕፈት ዝከዉን መጋራጃ : ሎት ሸዉዓተ ስፔር ፓርት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማ ስፔር ፓርትን : ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ካብ ደረጃ 4 እስካብ 5 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት አዉቶሞቢል ኣይቲ ኤለክትሮኒክስ መሳረሒ አቁሑት ህንፃብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ስእሊ አቁሑት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ሕትመት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ሙዚቃ አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሐታት ፅሕፈት:ስፖርት :ሙዚቃ :ፅሬት :ማይ :ኤሌክትሪክ: ጎማ መኪናን :መለዋወጢ ኣቅሑትን :ጨርቂ መጋራጃ ጨርቂ ፍርናሽ :ፕሪንተራትን ካልኦት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግን ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መካይን መፀገኒ ጋራጅ አጫሪቱ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ኮንስትራክሽን ህንፃ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2010 ዓ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑት ፅሬትንአወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ስራሕቲ ጋራጅ ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት ን2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማ : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ቀደማይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ