ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን ወናብርን : ሞተር ሳይክል: ሳይክል :መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት: ጎማን መኪናን መመላክዒ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 መረዳእታ ተወሳኬ እሴት ታክስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብ ሳይክልን ፅሬት ኣቅሑትን ዝወዳደሩ መቅረብቲ ቫት ተመዝገብቲን ዘይተመዝገብትን ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 19/2/2010 ክሳብ 29/2/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ኣብ ቀበሌ 01 ቢሮ ቁፅሪ 18 ብምምፃእ 50 እንዳከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 29/2/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ናይ መሳረሒ ፅሕፈት መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ናይ ኣቅሑት ጽሬት 1000 ቅርሺ ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ናይ ኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ናይ ሞተር ሳይክል 3000 ናይ ሳይክል 3000 ብር ናይ ጎማ መኪና 4000 ናይ መመላክዒ መኪና 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ብቲ መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916/0344442866

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo