ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን አብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ክማልኡ ዝግብኦም

  1. ዝተሐሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን በቲ ዘፈር ዝተመዝገብን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ
  2. ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ናይቲ ወርሒ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
  3. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 16 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2010 ዓም ይከዉን
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ጥቅምቲ 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን
  5. መክበሪ ጨረታ 5,000 ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከተሕዝ ዝክእል
  6. ሰነድ ጨረታ መሸጢ Â ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል
  7. ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ እዋን ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ይግባእ
  8. ሰዓራይ ኣካል 10 ሚእታዊ ወዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ኢካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ወሽጢ 3 ማዓልቲታት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
  9. ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ይግባእ
  10. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346640172 ወይድማ Â 0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo