ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 22/2/2010 ዓም ክሳብ 29/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:30 ይክፈት

8 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo