ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም

1. ናይ 2009 ን 2010ን ሙሉእ ግብሪ ዝከፈሉ ወይ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ን

2.ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተዉሃበ እዋን ቦታን እንድሕር ዘይተረከቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ

4. ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቀረበሉዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 23/ 02/ 2010 ዓ ም ክሳብ 08/ 03 /2010 ዓ ም

5.ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08 /03 /2010 ዓ ም ሰዓት 4 ፡30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 5 ፡00 ይክፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን

6.ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ዝከዉን 500 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብብር ከትሕዝ ዝክእል

7. Â እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ ባዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎን ኣለዎ

8. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ካርድ/ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

10. ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሸን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

ስቁ 0344460116 ወይ 0344460052

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo