ቤት መዘጋጃ ሸረ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ሸረ

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ዘተሓደሰ ፈቃድ ንግድን መቅረባይነትን

መለለዮ ቁፅሪ ከፋልይ ግብሪ

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ

ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወይ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ

መከበሪ ጨረታ ንኤለክትሪክ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 21/ 02 /2010 ዓም ክሳብ 5/ 02 /2010 ዓምÂ ኮይኑ

ጨረታ ዝዕፀወሉ 6 /03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:00 ዝክፈተሉ ድማ 6 /03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344442009

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo