ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝ/ዩ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኢንድያን ማርክ ሃንድ ሃምፓን መበየዲ ጀነሬተር 14KW ( Afrideve Hand pump & Welding Generator 14KW) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ማእከል ፅርግያ መብራህቲ ኤለክትሮ መካኒካል ኢንስታሌሽን ስራሕቲ ንምስራሕ ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ብፉሉይ ኤሌክትሮ መካኒካል ብርኪ ፍቃድ ስርሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስራሕ ይደሊ፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ስግግር ቴክኖሎጂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካርቦን ብሬሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ማ/ሃፍቲ ኮንስትራክሽን ራያ ዓዘቦ ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሞተር ሳይክላት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንምስፍሕፋሕ መስመር ዝውዕሉ ናውቲ ኣገልግሎት ማይ ፣ ቱቦታት መገጣጠሚ ቆፃሪት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮ መካኒካል ፣ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤