ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ኤስዲጂ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይ መዓድንን ኢነርጂን ግልጋሎት ዝዉዕል ዓብይ ናይ ማይ ሞተር ፓምፕ ኤሊጌሽን ፣ ብናይ መደበኛ በጀት መለዋዋጢ ኣቅሑ መኪና፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅርግያ ማእከል ኣስፋልቲ መብራህቲ ፅገናን ንብረትን ኢድ ሞያ ማለት ንብረት ኣቀሪቡ ባዕሉ ዝሰርሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ራያ ዓዘቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሞተር ሳይክላት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ 125cc ሞተር ሳይክል፣ ማውንቴን ሳይክልን ናይ ጀነሬተር ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

መቐለ ሆስፒታል ዲናሞን ኤሌክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩኡ ዘገልግል ጀነሬተር፣ ቪድዮን ዲጅታል ካሜራን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ኮምፒተር ተንከፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤