ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅ/ታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/07/2011 ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo