ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 1 ኣቅሑ ፅሬት፣ ሎት2 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ናይ ሞተር ሳይክል፣ ሎት 4 ናይ ፈርኒቸር፣ ሎት 5 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን፤

3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብን

4. በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ 2010 መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት 2000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ ሎት2 ኤሌክትሮኒክስ 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ፣ ሎት 3 ናይ ሞተር ሳይክል 2000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ ሎት 4 ናይ ፈርኒቸር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ ሎት 5 ናይ ሕትመት ስራሕቲ 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ እናከፈሉ ምዉሳድ ይከኣል ፤

7 ጨረታ ካብ 28/07/2011 ዓም ክሳብ 12/08/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕን

8. እዚ ጨረታ 13/08/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት፡፡

9 ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ናይ ዝምልከቶ አካል ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ ፡፡

10 ናይ ዝግዛእ አቅሓ ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለና

11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

12 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480183 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo