ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አዳራሽ ዝከዉን ወንበር ጠረዼዛ ማንታርቦን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎ ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል HZJ 78L ሃርድቶፕን 120E 18H ካቻማሊ ኣዉቶብስ መኪናን ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተር ቀለም (Different Size of Tonners) )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ናይ መቃዕ ነጋሪት ዕደጋ ኮሜቲ ኣብ 2010 ዓም ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ባጀት ዝተሓቆፋ ጣብያታት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ማለት ጣብያ አፅረጋ ቁሸተ መቃዕ ነጋሪት ጣብያ ዓዲ አሰር ቁሸት ጠረር ቦዛይን ስኒትን ኣደመይቲ ቁሽት ምልፃይ አፅረጋ ቁሸተ መቃዕ ነጋሪት ጣብያ ማይ ኩሕሊ ከተማ መማይ ኩሕሊ መንጠብጠብ ቁሸት ኩክንዲማ ንዝህንፁ ህንፃታት ዝደልዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ