አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎ ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተጨረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ናይ ወርሒ ሕዳር2010 ዓም ዲክላራሰዩን : ናይ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

2 መክብሪ ጨረታ 16000 (ዓሰርተ ሽዱሽተ ሽሕ ) ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ

4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/04/2010 ዓ/ም ክሳብ 10/05/ 2010 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 10/5/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9:30 ቅድሚ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:45 ቅድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0347740251 ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo