የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱት የተለያዩ ዕቃዎች ማለትም

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ናይ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንክይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ብማህበረ ሰብ ዝምርሓ ን ኣብወረዳና ጣብያታት ማይ ዓይኒ :ማይ አንበሳ : ማይ ተከሊት :ዉህደት :መድሃኒኣልም: ሐድነት :ሓየሎም መብራህትን ሽላን ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ሐድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመርን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳሪሒታት ናይ ማይ ቧንቧን መለዋወጢ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

North Ethio Telecom invites all interested and eligible bidders for the procurement of construction of maintenance work in Tigray region Rama , Duhan & Samre shop sites

ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱት የተለያዩ ዕቃዎች ማለትም

ትራንስ ኢትዪጰያ ኃ/የተ/የግል ማህበር በመቐሌ ዋና መስሪያ ቤት ግቢ ዉስጥ የሚገኙ ያገለገሉ የተለያዩ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች ይምታማሉ በጨረታዉ እንድሳተፉ ይጋብዛል

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ከተማና መቐለ ዋና ቢሮ መኮኒን ዳነሻ መይካድራ ዝርከቡ ጠቅላላ በዓል ሓምሽተን በዓል ክልተን ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ብሙሉእ ፅገና ንምግባር ኣብ ከተማ መኮኒን ዝርከብ ሓፁርን ሳይትዎርክን ኣበዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ አቁሑት ከም ኤለክትሮኒክስ :መለዋወጢ ሳይክል: ጎማ ሞተር ሳይክል :ጎማ መኪናን :ሞተር ሳይክል: መሳርሒ ፅሕፈ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ