ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አዳራሽ ዝከዉን ወንበር ጠረዼዛ ማንታርቦን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ንግሪነሪ VATን TOT ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን 2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 10/5/2010 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/5/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 10/5/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፐስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 15000 ንወርንበርን ጠረዼዛን ብር 3000 ንማንታርቦን መጋረጃን ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ከትሕዝ አለዎ

5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ቴክኒካል ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ፋይናንሻል ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ

6ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተረጋገፀ ኣበ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣከል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር ይክእል ድሕሪ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታወይ በሪ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo