ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ
  1. ንናይ ኣቅሑት ግዝኢት ሰነድ ካብ ዕለት 21/4/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 7/5/ 2010 ዓም ንስራሕቲ ማይ መስኖ ሰነድ ጨረታ ድማ ካብ ዕለት 21/4/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 14/5/ 2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድምዘለኩም
  2. ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእልዘለኩም
  3. መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ መረደእታ ከቅርብ ዝክእልዘለኩም
  4. ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር ወይ ታሕሳስ 2010 ዓም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልዘለኩም
  5. ናይ መቅረባይነት ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልዘለኩም
  6. አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ብናይ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ክከዉን ይግባእዘለኩም
  7. ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ደረጃ 9 ደቂቅ ጥራሕ ከምዝኮነን እቲ ስራሕ ዝስረሐሉ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ከም ዝኮነን የፍልጥዘለኩም
  8. መከበሪ ጨረታ ንንብረት ግዝኢት 5000 ቅርሺ :ንስራሕቲ ማይ ድማ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልዘለኩም
  9. ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊዘለኩም
  10. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ንናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ድማ ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ንናዉቲ መሳርሒ ቢሮ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ንናይ ስራሕቲ መስኖ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈትዘለኩም
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩዘለኩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391 ወይ 0344210276

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo