ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ዳይሬክተሮሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ናይ ህንፃ ዲዛይን ንኣማከርቲ ትካላት ከጫርት ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርረቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላ ንምስራሕ ካዕቲ ማእከሎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2010 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሎት ሰለስተ ፅሬት አቁሑት: ሎት አርባዕተ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furnitur) )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ቤት መዘጋጃ ማህበረ ዲየጎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ መስተ ዓቅሚ ጎድጎድ ዝዉዕል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ይሓ ሪል እሰቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ናይ ሐለዋ ገዛ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ባምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፈርኒቸርን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም