ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ

1 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም 

2 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም 

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎምን 

4 መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርብ ዝክእል 

5 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል 

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 49 ምዉሳድ ይከኣል

7 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ 

8 ጨረታ 9/5/2010 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ሆስፒታል ስሁል መአከቢ ኣዳራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት 

9ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ጨረታ ዝክፈተሉ ግዘ ጀሚሩ ን60 ተከታታልቲ መዓልቲታት ይከዉን 

10ሰዓራይ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ናብ ሆስፒታል ስሑል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ከረክብ አለዎ 

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344442566 ወይ 0910372653/0986769008 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo