ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ብመሰረት እቲ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓም ወርሓዊ ዲክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎትን ወሃባይነት ፈቅድ ከቕርብ ዝክእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም

5 ጨረታ መኽበሪ ኣይዲ ፕሪንተር ፋርጎ ኤስዲ 460 አቅሓ 10000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ንአቁሑተ መለዋወጢ መከና 25000(ዒስራን ሓሙሽተን ሽሕ) ቅርሺ

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣሲሩ ኣብ ዉሸጢ 20 መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ከቅርብ አለዎ

7 ኣሸናፊ ተወዳደረቲ ዝሰዓረዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 6ተ ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያ አብ

8 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ሰነድ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

9 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 4/ 08 /2010 ዓ/ም - 19/08/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ

10 እቲ ጨረታ 19/08/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ሓደ ወርሒ እዩ

12 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ እዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo