... ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

... ት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

... ጨረታ ተቀሚጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትክካል ናይ ግዜ ጥራሕ ብምምሕያሽ ብምግባረ ከቅርቡ ዝክእሉ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳዲሩ ይዕድም

... ፣ ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

... ውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

... ብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋደ ክትወዳደሩ ይዕድም።

... ዋወጢ ኣቁሑት(ስፔር ፓርት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ጨረታ ተቐመጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትኽኻል (ናይ ግዜ ጥራሕ ምምሕያሽ ብምግባር) ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ይዕድም።(ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሓዊስካ ይምላእ)

... በጀት 2016 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

Alliance of Civil Society Organizations of Tigray would like to Invite a Qualified Audit Firm to Conduct auditing of ACSOT's Accounts for the Year to End in December 2023 and the Following Three Consecutive Years