ቤት ፅሕፈት ህፁፅ ምላሽ ትግራይ ንሰብኣዊ ሐገዝ ዝዉዕል ደረጅኡ ፅሬቱን ዝሐለወ ቀዳማይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ(ዕፉን) ኣዉፂኦዎ ዝነበረ ጨረታ ተቀሚጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትክካል ናይ ግዜ ጥራሕ ብምምሕያሽ ብምግባረ ከቅርቡ ዝክእሉ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳዲሩ ይዕድም

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ

1 ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሐዊስካ ይምላእ ዓይነት ምሸላ ባሕሪ ማለት ዕፉን ማለት መቀዒ ኩንታል በዝሒ 25000 / ዒስራን ሓሙሽተን ሽሕ

2 ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት ብባዓል ሐደ ሚኢቲ ኬሻ ወይድማ ትርሽዋ ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወዳደሪ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ምስቲ ጨረታ ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

4 ተወዳድርቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሐሉ ዕለት 19/9/2016 ዓም ክሳብ 23/9/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልማዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 380 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 24/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳድርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝርከብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ጨረታ ንምክፋት ኣይተዓናቀፍን

5 ተወዳደርቲ ዝወስድዎ ጨረታ ሰነድ ነኒበይኑ ዝተዓሸገ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልማዓት ትግራይ ቁፅሪ 380 ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

6 መከበሪ ጨረታ ብር 500000 / ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ / ብስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ትካል ካሊእ ወይ መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል እንተዘይኣሲሩ ግን መከበሪ ጨረታ ይዉረስ ዝሰዓረ ትካል ማለት እዉን ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ጠቅሊሉ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቤት ዝሐሸ ኣማራፂ እነተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo