ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

ኣብ ትካል ሃይሊ መብህቲ ኢትዮ ጨንፈር ሰሜን

ንቀዳማይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21 ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተከታተልቲ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) መዓልታት ኣብ ስራሕ ስዓት ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢት ብር ብምኽፋል ኣብ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲ-ሓቂ ዮቴክ ህንፃ 2ይ-ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ22 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ነተሓሳስብ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo