ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ን 2ተ መዓልቲ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ኣሎ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፈቃድ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ

2 ካብ እስፒስፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተም ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

4 እቲ ፐሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo