ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ብ 2ይ ዙር ዕዲጊቱ ናይ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ናይ 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለያ መኪና ጎማን ካልኦት ዝተፈላዩ ኣቅሑትን፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ Red Ash፣ ሲሚንቶ፣ ኣሸዋ፣ ጠጠርØ2፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ቴንዲኖ፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ሚስማር፣ soft wire 1.5 mm፣ Mold oil ጥቁር ድንጋይ የፎርም ወርክ ጣውላ (wooden board with 4m length 30cm and 5mm thickness formwork) እና የተለያዩ መጠን ያላቸው ባህርዛፍ ግዥ ተጫራቾች በራሳቸዉ ትራንስፖርት ኣግዘዉ እና ማራገፍ ሑመራ በሚገኘዉ ኢትዮ ቴሌኮም ግቢ ዉስጥ ማራገፍ ማስረከብ የሚችሉ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የራያ አዞቦ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በእርሻና እድገት ፕሮግራም (AGP) በተገኝ በጀት ለዉሃና ማዕድን ኢነርጅ ጽ/ቤት ኣጎልግሎት የሚዉል የዉሃ ጉድጋድ ቁፋሮ ስራ በቀበሌ ማሩ ልዩ ስሙ ፋጫ እና ሓ/ቅኝ ሳይት ሕብረት የዉሃ ጉድጋድ ቅፋሮ Block A, B&C በደረጃ 10 ና ከዚያ በላይ የዉሃ ኮንትራክተሮች በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል ስለዚሕ ልትወዳደሩ የምትፈልጉ ሕጋዊ ኮንትራክቶሮች ከዚህ በታች ለተዘረዘሩ የምታማሉ በታሸገ ፖስታ እንድታቀርቡ ጥርያችን እናቀርባለን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2012ዓ/ም ጎምስታ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ /ናይ ጉልበት ዋጋ/ ብግልፂ ጨረታ ክወዳድር ይደሊ ስለዚ ክትጣረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ጎደናታት ዝርኸባ ዝተበላሸዋ ናይ ፅገና መብራህቲ ምስቃልን ቢልቦርድ ባነር stand box light ስራሕቲ ኣመልካቲ ከነወዳድር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ