ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎምን

3 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

8 ምልክታ ጨረታ 26/06/2012 ክሳብ 10/07/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 11/07/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83/0344480070 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo