ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ዝተካረዮ ቤት ዕዮ ህንፃ ንፀሓይ መከላከሊ መጋረጃ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከፀግንን ይደሊ፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ tሃነፅትን ኣባላትን ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ዓድዋ ንዝበዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ኣመልኪቱ ነቲ በዓል ዝኸዉን መድረኽ ስቴጅ ድንካናትን ካልኦት ነቲ በዓል ዘድልዩ ኣቅሑት ክካረይ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ምም/ር መኪና ሞዴል LN166L ዝኮነት መኪና ሰርቢስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ናይ ተመልከቲ መቀመጢ ክሰርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክልላዊ ሽፋን ክትጫረቱ ይዕድም