ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ቀለም plotter ink ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52 ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ አብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅብቕ ደረጃ ዝርከባ ቶያቶ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን3ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ዉዕል ክትኣስር ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ጥዕና ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ጠረፔዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ንብረት core box HQ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ