ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ2012ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታን ናይ ዓመት ሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 10000.00ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 25 ማዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ካብ 05/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት

8 እቲ ኮምሽን ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo