ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ዝኮነ ናይ ፈርኒቸር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርኡ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ያምሃ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

Our Company Ezana Mining Development PLC, Meli Gold mine has allocated Budget towards the cost of supply of the following defferent spare parts.

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ካብ ሓምለ 01/2019ዓ/ም እስካብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ናይ 2ተ ዓመት ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ