ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ኣብ ኣጎልሎት ዝዉዓሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ብረት ትቦታት ፣ መርሲብል ሞተር ፓርሽን ፣ ሳብ መርሲብል ፓምፕ፣ ስዊች ቦርድን ካልኦት ብረታትን ኣብ ስራሕ ዝዋዓሉ ኣጫርቱ ከወግድ ስለዝደሊ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ

1 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 100 ብምኽፋል ዝወስድ

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ቀሪቡ ክወስድ ዝክእል

3 ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ብምትሓዝ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ይምለሶሎም

5 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ንተካታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ሰነድ ዝዕደገሉ ድማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜን ቅድሚ ሰዓት 2፡30-6፡30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 8፡00 -11፡30 ኮይኑ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ምኻኑ ንሕብር ተወሳኽ እዉን ሰነድ ምሻጥ ዝቃረፀሉ 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

6 ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

7 ጨረታ ሰነድ ዝኽፈተሉ ግዜ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 00 02

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo