ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ቼርኬ ናይ ሃርድ ቶፕ በዝሒ 05፣ Stapler medium በዝሒ 50 : caclculator DI-120d በዝሒ 50 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከተቕርቡ ዝኽእሉ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ዘቀርቡ

3 ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ማሕተም ገይሮም ብኢንቮሎፕ ብምእሻግ ኣብ ስራሕ ሰዓት 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 14/07/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳጡን ኣታዊ ከገብሩ ይግባእ

5 እቲ ፕሮፎርማ 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo