ዋና ቤት ፅሐፈት ህወሓት ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል 2ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንበረት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት: ናይ ኮምፒተር ቀለማት አቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ዛላኣንበሳ ኣብ ከተማ ዛላኣንበሳ ዝርከብ ን 2012ዓ/ም ዓመት ንዝተፈላለዩ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ላባራቶሪ ማተርያላት ፣ ናይ ስፖርት ማተርያላትን ዕጥቅታትን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ዕንጨይቲ ሓፂነ መፂን ኣቅሑት /ፈርኒቸራት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሕታት ዝኮኑ ማተርያላት ኣብያተ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምልክታ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ናዉቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሕትመታት ስራሕቲ ምልላይን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ካብ ኣፍሪካ ልምዓት ባንኪ ብዝተረኸበ በጀት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም