ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንደርታ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ናዉቲ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ፣ ናይ ቢሮ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣጎልግሎት ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝዉዕላ ጀነሬተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ንብረታት ማለት ፣ ላፕቶፕ በዝሒ 5ተ ፣ ቴፕ ሪከርደር በዝሒ 30፣ ቴሊቪዥን 43 ኢንች ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ 3ተ ፣ ዲስክቶፕ ኮምፒተር በዝሒ 10 ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓ/ሓቂ ናይ ህንፃ ፅገናን ተወሳኺ ስራሕ ንምስራሕ ናይ ማተርያል ፣ ጉልበትን ከጫርት ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ

የኢትዮጵያ ልማት ባንክ መቀሌ ዲስትሪክት ለኪዳነ ተክሉ እና ዘርኡ አብረሃ አትክልትና ፍራፍሬ እርሻ ልማት ሕ/ሽ/ማሕበር ለሰጠው ብድር አመላለስ በመያዣነት የተያዘውንና በአዋጅ ቁጥር 97/90፣ 98/90 እና 216/92 መሠረት የተረከበውን ሞዴል NPR71፣35 ኩንታል የሚጭን አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ በድርድር ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ ሎት መቂሉ ሎት 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 2 እስቴሽነሪ ሎት 3 ናይ መኪና ጎማ ሎት 4 ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቨለ ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ናይ ኮድ 4-01772 መኪና መለወወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ