ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርንቸር ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ መረኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዉሽጢ ግብን ዙርያን ዘሎ ቦታ ተክሊን ሳዕሪን ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍራምረ ፣ ዝተብላዕለዐ ድኺዒ፣ ልሙዕ ሓመድ፣ ቡና፣ ዘይትሁን፣ ሎሚን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ዝዉገድ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ መኽዘን ዝርከብ ንብረት ዝርኸብ ማለት እዉን ኣብ ሓመድ ላብራቶሪ ካባቢ ዝርከብ ናይ ሓመድ መመርመሪ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ምድብ 1 ኣብ ዎርክ ሾፕ ከባቢ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስተ ኣቅሑት ምድብ 2 ኣብ ናይ ቢሮ ጋራዥ ከባቢ መክዝን ጉና ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ሰርቪንግ መሳርሒ ንብረት ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይንን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሳልቫጅ ኣቅሑትን፣ ምድብ 3ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ