ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእኸል ቤት ህንፀት ሑመራ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣መሽነሪ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ ሸራሮ ዝኮነ መመልኢ ስታዴም ንምስራሕ ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ሸራሮ ብደረጃ 8 ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ናይ ፈለግ ኩለ መዳይ ዩኔን G+0 ህንፃ ቤት ፅሕፈት ንምስራሕ ካብ ደረጃ 7ተ ንላዕሊ ተካናተርቲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Core Box HQ በዝሒ 50 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብሎኬት /በዓል 20 በዝሒ 1793/ መቅረብቲ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ