ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ህንፃ ዝርከብ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ኣብ ኤጄንሲና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ410 ምዉሳድ ይኩእሉ

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝተገበረሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምላእ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ቢሮ ቁፅሪ410 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo