ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት 1 ህንፃ መሳርሒ ሎት 2 ሓሸዋ ሎት3 መስተዎትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የገንዘብ መቅጠሪያ ማሽን ( cash counting machine )በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ መቀለ ንዘስርሖ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ማለት እዉን 1 vibrator machine robine made in japan 1st grade በዝሒ 30 2 Vibrator hose EXEN 1st grade በዝሒ 14 3 ናይ ፌራዩ ሽቦ በዓል 1.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪ.ግ 4 ናይ ሃናፂ ሽቦ በዓል 2.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪግ 5 ሚስማር በዓል 6ሳሜ በዝሒ 4000 ኪግ 6 ሚስማር በዓል 8ሳሜ በዝሒ 2000 ኪግ 7 ሚስማር በዓል 10ሳሜ 5000 ኪግ 8 ሚሰማር በዓል 10 ሳሜ በዘሒ 5000ኪግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ምድብ 1 ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር ምድብ 2 ፓክቶሬጅቲካል ኬት ማለት እዉን ኬት ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕላ ብርክት ዝበላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ሕትመትታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ንብረት ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረት ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም