ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ሓፁር ስቶርን ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 10ተ ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሽፈት ትምህርቲ ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

Relif society of Tigray REST wants to make Review Existing policy, regulation and Practice on Decent Work and Labor Right

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ግልጋሎት ናይ ጥበቃ / ዋርድያ/ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ናይ 2012ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም