ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ/ ከጋዓዕዝ/ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ነገራትን ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

መቐለ ሆስፒታል ቆርቆሮ ገዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኹሓ ሆስፒታል ኣብ 2012ዓ/ም ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነታት ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒታትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ዝ/ያ ሴክተራት ሕትመት ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ፈርኒቸር ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት4 ስፔር መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ሎት 5 ሕትመት

ንኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደቀቅቲ ናይ ፅርየት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ